ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀላሚጦስ ባዕል 8 ሳሜ ብቁፅሪ 4010 : : ባዕል 10 ሳሜ ብቁፅሪ 1250 : ባዕል 12 ሳሜ ብቁፅሪ 2770 : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 24, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ፍቃድ መቅረባይነት ዘለዎ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሐላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል እቲ ጨረታ 30/11/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት