ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ናይ አስተራ መለዋወጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲካብ 6 ጉንበት 2016 ዓም ከሳብ 26 ጉንበት 2016 ዓም  ክሳብ ሰዓተ 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ  ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ  ከፊልኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ  27/ጉንበት/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ