ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ናይ አስተራ መለዋወጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲካብ 6 ጉንበት 2016 ዓም ከሳብ 26 ጉንበት 2016 ዓም  ክሳብ ሰዓተ 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ  ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ  ከፊልኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ  27/ጉንበት/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s