ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዘገልገሉ ኣቑሑት (ንብረታት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዘገልገሉ ኣቑሑት (ንብረታት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቛሓታት

1. እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ይኸውን።

2. ተጫረቲ እቲ ንብረት ኣብ ዘሎዎ ቦታ ብኣካል መፂእኹም ክትሪኡ ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፅ ንደሊ።

3. ናይ ዝውገድ ንብረት ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተዳለወሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 150(ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን) እናኸፈልኩም ክትወስዱ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

4. ጨረታ ምልክታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 05/09/2016 ዓ/ም ክሰብ ¬ ዕለት 14/09/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 14/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ 4:00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ ቅድሚ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ - ዝክፈት ኮይኑ እንተዘይተረኪቦም ንምክፋት ኣይኸልክልን ።

4. ዝርዝር ዝውገድ ንብረት (ኣቓሓ) ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑትን ጀርካናትን ወዘተ ዝሐዘ እዩ።

5. ናይ ዝውገድ ንብረት መኽበሪ ጨረታ ናይ ኤለክትሮኒክስ ዝውገድ ኣቑሑት ብር 3000.00 ናይ ፈርኒቸርንዝውገድ ኣቑሑት ድማ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብመልክዕ ሲፒኦ(CPO) ከትሕዝ ዝክኣል።

6. ሰዓራይ ካብ ጠቕላላ ዘሸነፈ ንብረት ዋጋ 10% ውዕሊ መኽበሪ ከትሕዝ ዝኽእል

7. ተወዳዲሩ ዘሸነፈ ናይ ዘሸነፈሉ ጠቅላላ ዋጋ ኣታዊ ገይሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከልዕል ዝክእል፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለከወ እዩ፡፡

7. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኖርዘን ስታር ሆቴል ሕልፍ ኢልካ ኣብ ጥቃ ፖሊስ ጣብያ ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንርከብ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s