መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ ኣብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መ/ቁፅሪ 2016/2255

ዕስት 08/08/2016 ዓም

ም ል ክ ታ ክ ጨ ረ ታ

ኣፈ/ከሳሲቲ እኒ ክዳን ገ/ሄር 55ቁ ሰባት

ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ

መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ ኣብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን

1, ሰሌዳ ቑፅሪ ኮድ 3ተ ትግ--09674 ሞተር ቑፅሪ 516267674 ቻንስ ቑፅሪ JTEH 02P505010994 ኣባዱላ ዝዓይነታ መኪና መበገሲ ጨረታ ብር 918206.53(ትሽዓተ ሚኢትን ዓሰርተ ሸሞንተ ሽሕን ክልተ ሚኢትን ሽዱሽተን ነጥብ 53 ብር)

2, ሰሌዳ ቑፅሪ ኮድ 3ተ ትግ -09675 ሞተር ቑፅሪ 0830675 ቻንሲ ቑፅሪ IGFB 518601074350 ኮስተር ሚኒባስ ዝዓይነታ መኪና መበገሲ ጨረታ ብር 918206-53 (ትሽዓተ ሚኢትን ዓሰርተ ሸሞንተ ሽሕን ክልተ ሚኢትን ሽዱሽተን ነጥብ 53 ብር)

3, ሰሌዳ ቑፅሪ ኮድ 3ተ ትግ -06568 ሞተር ቑፅሪ የD255522771 ቻንሲ ቑፅሪ MNICOO£YL£ 6601737 ኒሳኒ ሚኒባስ ዝዓይነታ መኪና መበገሲ ጨረታ ብር 425158.38 (አርባዒተ ሚኢትን ዒስራን ሓሙሽተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ሸሞንተን ነጥብ 38 ብር) ናይ አፈ/ተከሳሲ ትካል ንብረት ዝኾና መካይን ተሸይጠን ንአፈ/ከሰሲቲ ንመፈፀሚ ስለዝተደለየ በቲ ዝተዘርዘረ መበገሲ ዋጋ ክትጫረቱ ̈ እትደልዩ ተጫረቲ አካላት በቲ መበገሲ ጨረታ አብ ክ/ከተማ ዓይደር ናይ አፈ/ተከሳሲ ትካል ቀፅሪ ዉሽጢ ግቢ ብኣካል ብምርኣይ ንዕለት 22/08/2016ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፣00 ክሳብ ስዓት 6:00 ናይ ቀትሪ አብቲ ቦታ ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ::

4, ጨረታ ስዓራይ ወድያዉ ናይቲ ዘሰነፎ 25% ይኸፍል አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ድማ ጠቕሊሉ ኸፍሉ ንብረቱ ክወስድ ዝክእል ጥራሕ ከጫረት ቤት ፈርዲ ኣዚዙ ኣሎ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ