ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣቅሓ ስፔር ፓርት ክትዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ  ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ

4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

5  ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 7/6/2016 ዓም ክሳብ 18/6/2016 ዓም ይከዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

7  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 እቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም መዉሳድ ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ