ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣቅሓ ስፔር ፓርት ክትዕድግ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ
4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ
5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 7/6/2016 ዓም ክሳብ 18/6/2016 ዓም ይከዉን
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም መዉሳድ ትክእሉ