ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ት ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 29, 2016 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት 25/4/2016 ዓም ክሳብ 29/4/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዘን ከርክብ ይግባእ

3 ተወዳዳርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምክያዱ ንምክበሪ ዉዕሊ ብር 5000 ከትሕዝ ይግባእ

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 401875

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s