ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ት ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 29, 2016 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት 25/4/2016 ዓም ክሳብ 29/4/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር
2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዘን ከርክብ ይግባእ
3 ተወዳዳርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምክያዱ ንምክበሪ ዉዕሊ ብር 5000 ከትሕዝ ይግባእ
4 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 401875