ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለና ንምግዛእ/ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም እቲ ንብረት ብአካል ብምርአይ ምግዛእ ይከአል፡-

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት:-

1. ዝኾነ አካል ሕብረተሰብ ድሌት ዘለዎ ምዉድዳር ይኽእል

2. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 19-4-2016 ጀሚሩ ክሳብ 25-04-2016 ዓ.ም ሰዓት 11፡30

3. ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 50 ብምግዛእ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዝርዝር ዝዉገዱ ንብረታት ምዉሳድ ይክአል።

4. ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጥረ-ገንዘብ/ናብ ባንኪ አታዊ ክገብር ይኽእል።

5. እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ 26-04-2016 ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ይኽፈት።

6.ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 500 ብጥረ-ገንዘብ/ብCPO ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ይግባእ።

7.እቲ ንብረት አብ ዝሽየጠሉ እዋን በዝሒ ክዉስኽን ክቕንስን ይኽእል።ናይቲ ንብረት ኩነታት ሰነድ ብምግዛእ ብአካል ምርአይ ይከአል።

8.ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9.ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ የልዕል።

10.ኣድራሻና ዓይደር ረፈራል ሆስፒታል ታሕተዋይ በሪ ፋይናንስን ቀደማይ ደብሪ።

11.ን ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914096890 ደዊልካ ምሕታት ይከአል መብርሂ- ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ አድራሻን ፊርማን ስልኪ ቁፅርን ይፃሓፈሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2988)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s