ንወረዳ ላዕላይ ማጨዉን ከተማ ኣክሱምን ንኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት :ስራሕቲ ዕንፀይቲ :መለዋወጢ ኣቅሑተ ሳይክልን ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ኣብ ተወሳኪ እሴት ታስክ ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡን እዚ ከይማለአ ዝቀረበ ካብ ተወዳዳራይነት ዝስረዝ ምካኑ ክትፈልጡ ይግባእ

2 ተጫራታይ ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ እንተኮይኑ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ወጊኑ ከቅርብ ይግባእ

3 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራቲ ዉዕሊ ዝኣስር ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ኮይኑ ዉዕሊ ዝኣሰር ናይ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎ

4 ቅሬታ ምቅራብ ዝክኣል ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ይከዉን

5 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ቅዳሕ ብምግባር ክትትሕዙ ይግባእ

6 ዝቀረበ ዋጋ ኣብ ዝተወስደዎ ሰነድ ዝምላእ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክከዉን አለዎ

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ዕለት 14/3/2016 ዓም ዝርዝር ንብረታት ዘርኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ከምእዉን ከተማ ኣክሱም ብምዉሳድ ብሽምዒ ብምዕሻግ ክሳብ 1/4/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 1/4/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

9 ሳንዱቅ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 1/4/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

10 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ አለኩም

11 ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ክርከቡ ዝክእሉ ምካኖም ይገልፅ

12 እቲ ቤት ፅሐፈት ኣድላይ ኮይኑ ኣብ ዝረከቦከካብ ሕድሕድ ንብረት ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእል እዩ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914767255 ኣብያተ ፍርዲ ላዕላይ ማይጫዉን ከተማ ኣክሱም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s