ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ጋ/አፈሹም ሕርሻ REDD+ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት በዚ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ካልኦት መስፈርት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድን ዘለኩም  

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርድ ቲን ዘለኩም

3 ፕሮርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ዘክፈተሉ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም

4 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 18 05 87

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s