ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ጋ/አፈሹም ሕርሻ REDD+ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት በዚ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ካልኦት መስፈርት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድን ዘለኩም  

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርድ ቲን ዘለኩም

3 ፕሮርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ዘክፈተሉ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም

4 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 18 05 87

ጨረታ መደብ

s