ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 80.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ሎትሓደ ካናል ኮንስትራክሽን ምስ ካሪስንግ

ሎተ ክልተ ካናል ኮንስትራክሽን

  1. ኣብዚ ከትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዘለኩም ረቀሕታት ዝስዕብ ይከዉን ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለ
  2. ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ Â ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን
  3. ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ
  6. ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕበን ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ
  7. ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ቁፅሪ 20 ክትወስዱ ትክእሉ
  8. ነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ አድራሻ ፊርማ ማሕተም ክዓርፎ አለዎ
  9. መክበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ካናል ምስ ካሪስንግን 20,000Â ቅርሺ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  10. ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሎም ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን
  11. ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣሰር ከሉ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ተቀባልነት ብዘለዎም ካብ ዝተፈለጡ ትካል መድሕን ዝቀረበ ኮይኑ 20% ኣብ ኩነታት ዉሕስና ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና እንተኮይኑ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ 10% ከትሕዝ ዝክእል
  12. ጨረታ 2 መጋቢት 2008 ዓም ዝዕፀወሉ ሰዓት 4 ፡30 ዝክፈተሉ ድማÂ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይከዉን
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምአድላይነቱ ዝስራሕ ፕሮጀክት ወይ አቁሑት በቲ ናይ ኮንስትራክሽን መምርሒ ክሳብ 25 % ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል
  14. እቲ ሰነድ እንትምላእ ዝርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ
  15. ስራሕቲ ማይ ኮንስተራክሸን ዝሳተፉ ደረጃ 5 ን ልዕሊኡን ክህልዎም ይግባእ
  16. እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  17. ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ
  18. ናይ ስራሕቲ ቀረብን መጋዕዝያን ዝምልከት ድማ ብንፁር ዝተቀመጠ ስለዝኮነ ኣብቲ ሰነድ ይርኣዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0344320094 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s