ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑ ክዕድግ ይደሊ / ኣቃፊ በዓል ሓፂን ኬንት በዝሒ 100፣ ፍላሽ ሚሞሪ 4/

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 9:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2  ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s