ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑ ክዕድግ ይደሊ / ኣቃፊ በዓል ሓፂን ኬንት በዝሒ 100፣ ፍላሽ ሚሞሪ 4/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ
2 ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኸዉን
5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን
6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93