ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬትን ፣ ዝተሓደሰ መቅረባትይነት ብኮፒ ዘተሓሕዝ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዓልታት ብነፃ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ +251345599925

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s