ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬትን ፣ ዝተሓደሰ መቅረባትይነት ብኮፒ ዘተሓሕዝ
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዓልታት ብነፃ ምዉሳድ ትክእሉ
3 ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ +251345599925