ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 04/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ በቲ ሰዓት ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ