ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 04/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ በቲ ሰዓት ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ

s