ሀ. አብ ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳእምባ ፣ወረዳ ኣስገለ ፅምብላን፣ ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉን ዝርከብ መስፋሕፍሒ ሆስፒታል ደረጃ BC 6 GC 6ን ልዕሊኡን
ለ. ኣብ ወረዳ ጣነቃ አበርገለ ፣ወረዳ ቆላ ተምቤን ፣ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉን ፣ከተማ ዓብዩ ዓድን ዝስራሕ ህንፃ ምምሕዳር ብደረጃ BC 6 GC 6ን ልዕሊኡን
ሐ. ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽራሮ ስቴድዮም ብደረጃ BC 7 GC 8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብቅደም ሰዓብ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት