ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ሓለዋን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘርፊ ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ቫት ድክላሬሽን ከቅርብ ዝክአል

4 ናይ ቫት ዋጋ ብመምርሒ መሰረት ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ

5 መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኸኑ ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

6  ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 እናከፈሉ ካብ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ዛምራ ህንፃ ትሕቲ ሆቴል ፕላኔዘተ 6ይ ደብሪ ካብ ዕለት 14/06/2012 ክሳብ 30/06/2012ለዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ብኣካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይኽእሉ

7 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ን ሓለዋ ስራሕቲ ብር 3000፣ ን ፅሬት ስራሕቲ ብር 3000 ፣ ንፈርንቸር ብር 4000፣ ን ፅሕፈት መሳርሒ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ ብር 3000፣ ብሽም ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ ስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ጨረታ ሳንዱቕ ወይ ድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል

8 ቲ ጨረታ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ትሕቲ ሆቴል ኣብ ዝርከብ ዛምራ ህንፃ 6ይ ደብሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ይዉሰድ

10 ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ  እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s