ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈትና ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ13/06/2012ዓ/ምሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

6 ፐሮፎርማ ኣብ ቤት ምኽሪ ዘፈር ነጋዶ ንቅበል ምኻና ነፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

ድሕሪት
ጨረታ መደብ