ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈትና ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ13/06/2012ዓ/ምሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

6 ፐሮፎርማ ኣብ ቤት ምኽሪ ዘፈር ነጋዶ ንቅበል ምኻና ነፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

ጨረታ መደብ