ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅሪ ከምኡ እዉን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተም ክዕርፈሉ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

4 ተወዳደሪ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ