ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅሪ ከምኡ እዉን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተም ክዕርፈሉ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

4 ተወዳደሪ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ