ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን ንምግዛእ፣ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ቼክ ዳም ናይ ማይ መከፋፈሊ ናቁጣ ፍልፍል ምዕባለ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ኣብ ዳይቨርሽን ቼክ ዳም ፍልፍል ምዕባለን ናይ ማይ መከፋፈሊ ናቁጣ እትወዳደሩ ብኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ዝተወደቡ ብብርኪ 8 ብናይማይ ህንፀት ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ብቅዓ ት መረጋገፂ ናይ መቅረባይ ካርዲ ናይ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ሰርትፍኬት ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም  ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

2 ንኩሎም ዓይነታት ጨረታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቲን ነምበር ናይ መቅረባይነት ካርዲ ዝተመዝገኩም ዘለኩም

3 ኣብ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑ እትወዳደሩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይ ካርዲ ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

4 ናይ ቫት ዲክላረሽን በቢወርሒ አታዊ ዝገበረሉ ክሳብ ጥቅምቲ 30 2008 ዓም ኣታዊ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘተሓሕዝ ክከዉን አለዎ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ንሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ 28/ 03 /2008 ዓም   ክሳብ 18/ 04 /2008 ዓም ሰዓት 5 ፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ  ኣብ ቤት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዝርከብ ሳፁን ክተእትዉ ትክእሉ

6 ንሞተር ሳይክል ናይ መለዋወጢ ጨረታ ዝክተሉ ዕለት 18 /04/ 2008 ዓም ሰዓት 5፡ 00 ናይ ንግሆ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ንዳይቨርሽን ፍልፍል ምዕባለ ንማይ መከፋፈሊ ናቁጣ ቼክ ዳም ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 28/ 03/ 2008 ዓም   ክሳብ 19/ 04/ 2008 ዓም ሰዓት 5 ፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ  ኣብ ቤት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዝርከብ ሳፁን ክተእትዉ ትክእሉ

8 ንዳይቨርሽን ፍልፍል ምዕባለ ፣ንማይ መከፋፈሊ ናቁጣ ፣ቼክ ዳም ዝክተሉ ዕለት 19/ 04/ 2008 ዓም ሰዓት 5፡ 30 ናይ ንግሆ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 መክበሪ ጨረታ መሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ስፐስፊኬሽን ተቀሚጡ ይርከብ ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሓበሬታ ዉን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ኣብኡ አምቢብኩም ምርዳእ ትክእሉ

10 ብጨረታ ዝሰዓርኩም መቅረብቲ ኣብ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑ  ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ወፃኢ ሸፊኖም ናብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣብ ዉሽጢ 13 መዓልቲ ከረክቡ ክክእሉ ኣለዎም ኣብ ናይ ዳይቨርሽን ስራሕቲ ኣብ 90 መዓልቲ ኣብ ቼክ ዳም ኣብ 60 መዓልቲ ኣብ ናይ ማይ መከፋፈሊ ፍልፍል ምዕባለ ኣብ 40 መዓልቲ ተሰሪሑ ተወዲኡ ርክክብ ክፍፀም አለዎ

11 ቤት ፅሕፈት በቲ ዘቅረቦ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: ልብ በሉ አብዚ ወፂኡ ዘሎ ጨረታ መብራህርሂ ክሓትት ዝደለየ መቅራባይ ስልኪ ቁፅሪ  0345570156 ወይንድማ  0345570157 ደዊልኩም ንናይ ዕዳጋታት ኪኢላታት  ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s