ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት መድሐኒን ቀዳማይ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድይ ኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ዳዕሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።