ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ አድያቦ ብፕሮጀክት UNDP ዝክፍል ንዝተፈለለየ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣስከሰሰሪን : ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና መሳርሒታትን ሶላርን መብራህቲን ምግዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ጨርጨር ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስትዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ምግቢ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛን ኩትቱን ዝተረከበ በጀት አብ 2017 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን : ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ፍርናሽ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ማይዓይኒ ሸራሮ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንአገልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕል መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣፋዉስን ናዉቲ ህክምንን ብምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዲካል ኢኮዩፕመንት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ