1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣ ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣
2 ንሕድሕድ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣
3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 11 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ጀሚሩ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።
4 እቲ ጨረታ 25 መስከረም 2008 ዓ.ም ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3 :30 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ዝክፈት እንትከዉን
5 ሰዓርቲ ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 6 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።
6 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ፣ ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ንመለዋወጢ ኣቁሕት መኪና 5000 ቅርሺ ፣ ንኣቁሑተ ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ንሕትመት 3000 ቅርሺ ፣ንዕጥቂ ስፖርት 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ይግባእ ንናይ ሞተር ሳየክልን መኪናን ናይ ኢድ ዋጋ ነፍስወከፍ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ይግባእ።
7 ሰዓራይ መቅረባይ ንብረት ዘቅርበሎ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ይከዉን።
8 እቲ ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344220126 /0914261428 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።
Backs