ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ኮምፒተርን ተዛመድትን : ናይ ሽልማትዋንጫ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ምልክታ ግልፂ ጨረታ 

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ  2007 ዓ/ም በጀትዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ኮምፒተርን ተዛመድትን : ናይ ሽልማትዋንጫ  ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

  1. ናይ2007 ዓ/ምበቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድ ኣተሓሒዝኩምክተቅረቡእትክእሉ ::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin  ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይ ወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ንኮምፒተር ተዛመድትን ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንሽልማት ዋንጫ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ብዝቐረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቕርቡ እትክእሉ::
  6. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
  7. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ  ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር / ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን  ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ብምግዛእ ካብ 14/09/2007ዓ/ም ክሳብ28/09/2007 ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኩም ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  8. ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር3000.00ሰለስተሽሕብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
  9. እቲ እትወዳደርሉ ጨረታ ናይቲ ዘሸነፍኩምዎ ዋጋ ልዕሊ 5000.00 ሓሙሽተ ሽሕ ብር እንተበፂሑ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግን 15% ኣብ ቢሮ ተቖሪፁ አታዊ ዝግበር ምኻኑ ክፈልጥ ይግባእ::
  10. እቲጨረታዕለት28/09/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት4:00 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 4:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስንን ብረትምምሕዳርን ኣብ  ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
  11. ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂእንተረኪቡ ብሙሉእኮነብክፋል ናይምስራዝመሰሉ ዝትሐለወ እዩ::
  • ንተወሳኪሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0344418589 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር::

 

  •  

 

  •  

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s