ናይጨረታምልክታ
ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::
ስለዚኣብጨረታንምስታፍእትደሊዩተወዳደርቲ
1 ተጫረቲናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎምኮይኖም ምስቲሰነድዉንፎቶኮፒ ከተሓሕዙ ይግባእ::
2 ተጫረቲንጨረታዘተዳለወዝርዝርናይጨረታ ሰነድምልክታካብዝወፀሉዕለትጀሚሩኣብናይስራሕ ሰዓትዘይምለስብር 50.00 /ሓምሳ/እናኸፈሉካብሎጂስቲክስቢሮዕዳጋክፍሊክወስዱይኽእሉ::
3 ተጫረቲካብትካልናዝተዋሃቦምኦርጅናልፎርሚጥራሕተጠቂሞምብዘይስርዝድልዝቫት ከይሓወሰ ብዘይ ቫት ንሕድሕድኣቕሓዋጋመሊኦምንፈሪሞምንብዝተዓሸገኢንቨሎፕካብዕለት 27 /07 /2014 ዓርቢ ጀሚሩክሳብዕለት 04/04/ 2014 ቐዳም ኣብስራሕሰዓትነዚኣብዝተዳለወሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእ::
4 ተጫረቲኣብእትቕርብዎዋጋተወሳኪ 15 % ቫትክንኽፍልምኮንናክፍለጥይግባእ ::
5ተጫረቲብር 10, 000 .00(ዓሰርተ ሽሕ)ናይጨረታመኽበሪብሲፒኦወይብጥረገንዘብ ምስቲ ሰነድቅድሚጨረታምኽፋትዘሎጊዜከቕርቡይግባእ ::
6 ተጫረቲነቲንብረትብዓይኖምሪኦምዋጋብምዉፃእናይሓደዋጋክመልኡአለዎም::
7 እቲጨረታዝኽፈተሉዕለት 06/ 04 /2014 ሰኑይ ንጉሆልክዕሰዓት 3:00 ኣብሎጅስቲክስ ቢሮኮይኑ ዝተረኸበ ይኹንዘይተረከበተጫረታይበቲዉፅኢትተገዛኢይኸዉን::
8 ብምልክታሰዓራይኮይኑዝተፈላለየተጫረታይአብዉሽጢ 7 /ሸዉዓተ/ ናይስራሕመዓልቲሙሉእብሙሉእኸፊሉአብቲፎርምዝተጠቀሰበዝሒኩሉንብረትብናይባዕሉወፃኢከልዕልይግደድእንተዘይኮይኑንጨረታመክበሪዘትሓዞሲፒኦንትካልኣታዊኮይኑእቲዝሰዓሮንብረትዘይወሰደምኮኑነፍልጥ::
9 ዝኾነዓይነትንምጭብርባርዝዕድሙግድፈታትዘይተኣናግድምኮኑነፍልጥ ::
10 ንተወሳኪመብርሂ 0344 40 87 00 ወ/ሮ ፅጌረዳምርካብይካኣል::
11 እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኸንብኽፋልናይምስራዝመሰሉሕልዉእዩ ::
መመለስ