ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መሰተ ትካላት መቐያየሪ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ልዕሊ 100,000 ኣብ ዝወግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ

2 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ተመዝገቡ ክኾኑ አለዎም :: ወርሓዊ ቫት ዴክለሬሽን ከቅርቡ አለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም በቲ መሰመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዘተቃለሐሉ ዕለት 10/04/2012 ዓም ክሳብ 24/04/2012 ዓ/ም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ዋጋ ናይ ደኩመንት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ካብ ዘተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ እትኮኑ ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

7 መክበሪ ጨረታ 5000 ናይ መክበሪ ዉዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ምስ ኣትሓዙን ወዕሊ ምስ ኣሰሩን ይልቐቀሎም

8 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተዓሺጉ ዝቐረብ ኮይኑ እቲ ዝምለአ ዋጋ ብናይቱ ድርጅት ለዕለወይ ሓላፈ ተፈሪሙ ማህተምን ፊርማን ምስ ምሉእ አድረሻ የቅረብ

9 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 24/04/2012 ዓም ሰዓት11:00 ኮይኑ ዕለት ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት25/04/2012 ዓም ሰዓት4:00 ይክፈት

10 ኣብዚ ጨረታ ዘከራክር ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0344220221 ወይ 0914506980

ድሕሪት
ጨረታ መደብ