1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ
2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ክሳብ 07/04/2012ዓ/ም
3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።