ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ንኮብራ መኪና ዝዉዕል ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቀርብ

4 ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/04/2012 ሰዓት 2፡30 ክሳብ ዕለት 07/03/2012ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት ሰዓት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ሕልዉ አዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ምጥቀም ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ