ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ አብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ንጊ ፍቓድ ናይ 2008 ዓ/ም ዘሐደስኩም

3 VAT ወይ TOT ዝተመዝገብኩም

4 ናይቲ ጠቅላላ ዘእተዉዎ ናይ ጨረታ ዋጋ 2% CPOብሰም ኒኮላስ ሮቢንሰን ቤት ትምህርቲ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለሰ 30.00 /ሰላሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 23/03/2008 ዓ/ም 29/ 03/08 ዓ/ም ምዕዳግ ዝክእሉ

6 ጨረታ ዕለት 30/03/08 ዓ/ም ሰዓት 4:40 ተዓሺጉ ዕለት 30/ 03/08 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ሰዓት 4:50 ኮይኑ ተጫረቲ ጨረታ ደኩመንት አብ ዝእትዉሉ  እዋን

  • ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ
  • CPO ኦርጅናል

7 ጨረታ ሰነድ ዝገ ዝአሉ ናብ ቤት ትምህርቲ ገንዘብ መቀበሊ ደረሰኝ ኮፒ

8 ንግዲ ፍቃድ ምዘገባ መቅረባይ ቲን ቁፅርን ቫት ወይ ቲኦቲ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ገይሮም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ የእትዉ

9 ካብዚ ዝተዓሸገ ፖስታ ሽም ተጫራታይ ብግልፂ ክፀሓፍ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ን ኮፒ ተባሂሉ ክፀሓፍ አለዎ

10 አብ እዋን ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንተዝይቐሪቡ እቲ ጨረታ ሰነድ አይክፈትን ወይ እቲ ሰነድ አብ ዘየለኹሉ ይከፈት ዝብል አብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ይፀሓፈሉ

11 ኻልእ ተጫራታይ ኣብ ዝቀርብ ዋጋ ተደሪኩ ዋጋ ምቅራብ ካብ ጨረታ የሰርዝ እዩ

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

              ኣድራሻና ዓዲ ሽምዱሑን ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ

              ንዘበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 01 59 / 03 44 40 61 86

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s