ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላያ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 25/03/2012 ክሳብ 29/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s