ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ 24/03/2012ዓ/ም ክሳብ 09/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ

6 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሑ ትክእሉ

7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 5

ድሕሪት
ጨረታ መደብ