ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2012ዓ/ም ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ፣ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2 ናይ መቅረባይነት መለለይ ዝተሓደሰን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን

3 ምልክታ ጨረታ 10/03/2012ዓ/ም - ሕዳር 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 40

ድሕሪት
ጨረታ መደብ