ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ዓሰርተ ሎት ዝሓዘ ናይ ህንፃ ፕሮጀክት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዐኒን መራገፊን ሓዊሱ ማተርያል ምቕራብ ኣብ መቐለ ከተማ ንህንፀት ዕደጋ ማአኸል ዝኾኑ ፅርዮቶም ዝሓለዉ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት እዉን ፀፀር፣ ሓሸዋ ፣ቴንዲኖ፣ ብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ስራሕ፣ ናይ ኣቅራቢነት ሰርቲፊኬት፣ ናይ ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክሌሬሺን፣ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ናይ ጨረታ ውሕስና ዝተፈቀደሎም ሕጋዊ ባንክታት ዝውሃቡ ኣብ ኩነታተ ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ሲፒኦ ብር 500000.00 ( ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ)  ንፀፀር እና ሓሸዋ ብር 100000.00 እቲ ዋጋ ስፒኦ ን 90 መዓልቲ ዝፀንሕ ክከዉን ኣለዎ  

4 መዐቐንታት ዘማልዙ ኩሎም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ብመራከቢ ሓፋሽ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 15 መዓልቲ ተከታታሊ መዓልታት ውሽጢ ማለት ካብ ዕለት 25/02/2012-09/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ ብር 300.00 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋለ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 211 መ/D ምግዛእ ይክእሉ፡

5 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 09/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኽፈት ።

6 ተጫረቲ ፕሮጀክት ዘለዎ ቦታ ብኣካል ምጉብናይ ይምከር ስለዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ መጎብነይ በዓል ሞያ ምውሳድ ይክእሉ፤

7 እዚ ማሕበር ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕደጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D 2 ፎቅ ቁፅሪ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስ.ቁፅሪ 09 14 26 19 58/ 03 42 41 04 60  ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ