1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲን ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ፣ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ፤
3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል፤
5 ሰዓራይ ጨረታ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ወረዳ ፀለምቲ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ከቅርብ ዝክእል ፤
6 ዋና ጨረታ ሰነድን ነቲ ምሉእ ሰነድ ቅዳሕ ብምግባር ኣብ ሐደ ፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ክግበር አለዎ፡፡
7 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት12/02/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 25/02/2012 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እንተዘይሃልዉ እዉን ጨረታ ሕጊ ዘማልአ እንተኮይኑ ይክፈት፡፡
8 እቲ ቤት ዕዩ ካብ ተጫረቲ ብበዝሒ ንብረት መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ፡፡
9 እቲ ቤት ዕዩ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብዉስን ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346-620279 /ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡
ድሕሪት