ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ስፔር ፓርትስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2006 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ስፔር ፓርትስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

  • ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ ::

  • ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ ::

  • ቫተ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፌኬትን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::

  • ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት እተቕርቡ::

  • መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማን ክህልዎ ይግባእ::

  • ተጫረትቲ ዘይምለስ 30 /ሰላሳ ብር /እናከፈልኩምን ሰነድ ጨረታ ካበ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 49 ካብ 06/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 20/12/2006 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ::

  • ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ምክባር ብር 3000.00 ሰለስተ ሽሕ ብር ብcpo ከትሕዙ እትክእሉ ::

  • እቲ ጨረታ ዕለት 20/12/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::

  • ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

  • ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344418589/0344408973 ምሕታት ይካኣል ::


ምስ ሰላምታ


 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ