1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ነሓሰን መስከረምን 2011/12ዓ/ም ዲክሊሬሽን
4 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ብስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል
5 ንብረት ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካል ዘቅርብ
6 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዙ ኮይኖም ን ፣ኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቀርሺ ፣ ናዉቲ ሕትመት 4000 ፣ ናይ ፌርኒቸር4000 ቅርሺ ከትሕዙ ኣለዎም
7 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 26/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 13 ብምዉሳድ ኣብ ቤት ፍርዲ ሽረ ብምእታዉን ምዉድዳር ይካኣል
8 ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 26/01/2012 ክሳብ 11/01/2012ዓ/ም እነትኮን ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፍርዲ ሽረ እንዳስላሴ ይክፈት
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 02 03 /03 42 44 04 02 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት