ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2011 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ኦዲት ተዛማድኡን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዝሒ ኦዲት ዝግበር ሓቆፊ ----- 4

: 2 ኦደት ሪፖርይ ብትግርኛ ------ 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ ----- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

: 4 ኦዲት ሪፖርት ብሶፍት ኮፒ -----ብፍላሽ

5 ነዚ ስራሕ ትሰርሑ ዋጋ ብዝትኛሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 21/1/2012 ክሳብ 30/01/2012 ዓም ሰዓት 5:00 ጥራሕ ክተቅርቡ ንሕብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 30/1/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ምካኑ ንሕብር

7 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይ ገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

8 ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ

9 ማሕበና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን

10 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ

11 ቲን ቁፅሪ / ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ / ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ

12 ኣብ ካሊእ ዘይመንግስታዊ ትካል ኦዲት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ