ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸርን: ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣  ቲን /TIN/ :  መቅረባይነት ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ባት ዲክልሬሽን ናይ ሰነ ወርሒ 2012 ዝገበረ  እዚ ዝቀረበ ዲክሜንት ነኒበይኑ ኮፒ ተገይሩ ግልፂ ኮይኑ ዝረአ ክከዉን አለዎ

2 በዚ መስረት ዝተዳለወ ስፔስፌክሽን ካብ መደበኛ  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን  ካብ ጨረታ 15/01/2012 ጀሚሩ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ ምከበሪ ንፈርኒቸርን ኤሌክትሮኒክስን 4000 ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ክትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 6/02/2012ዓም ሰዓት 3.00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 6/02/2012 ዓም ሰዓት 3.30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ  ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ሰነድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344403656

ናይ ጨረታ መዕፀዉን ምክፍትን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 10000 ከትሕዙ ዝክእሉ

4 አዚ ጨረታ ዕለት 03/02/2012 ቸዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡15 ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ