ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕትታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ሕትመትን ፣ ፅገና ማሽነሪ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ።

1 ናይ 2011/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ወረቀት መቅረባይነትን ቅዳሕ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎም፤ ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝኾኑን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉን ዝተሓተተ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝኽእል፤ ዘይምለስ ቅዳሕ ግልፅን ተነባቢን ዘቅርብ፤

3 ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ፣ ካብ ትኽክለኛ ንብረት ወፃኢ ምቅራብ፣ ካብ ዝተቀመጡ መዐቀኒ ወፃኢ ከቅርብ ምፍታን ፣ ዘይዘርፊ ንግዲካ ምውድዳርን፣ ካልኦትን ሕጊ ጨረታ ዘዛብዕ ስራሕቲ ዘይፍቀድ ምዃኑን መዐቀኒ ከይተለወጠ ትካልና ብዝመረፆ ብዝኣመነሉን መርኣይ መሰረት ዘቅርብ፤

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ብምውሳድ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ንዝተዳለወ መቀበሊ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታው ይከኣል።

5 እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ንተኸታተልቲ 50 መዓልቲ ኾይኑ መቅረባይ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዝተብሃለ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከተማ እንዳባጉና ባዕሉ ኣጓዓዒዙ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

6 ንዝስዓሮ ንብረት 10% ዘትሕዝ ንዝመልኦ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሓዊሱ ይመልእ።

7 ንመኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ነንሕድሕዶም  3000.00 ሽሕ ቅርሺ ዘትሕዝ፤

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ 30/01/2012 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ይኽፈት።

10 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኾይኑ ብዘይ ምህላዎም ካብ ምኽፋት ኣይተኣጓገልን።

11 ዝተመልአ ሰነድ ጨረታ ዋና ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-610151/0978-606868 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝቀረበ ንብረት 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4460)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7191)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s