ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሰለስተ 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ ደረጃ 1ይ ወይ 2 ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ሊቢረ ከቅርብ ዝክእል  

3 ቲን ናምበር ዘለዎ፤

4 ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም መቀርባይነት ካርዲ ዘለዎ፤

5 ቫት ሪጂስተር ምካ መረዳእታ ዘቅርብ

6 ሚኒባስ ደረጃ 1ይን 2ይ ዝኮኑ

5 ተጫረቲ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪሎም ጨረታ መከበሪ 2000ሽሕ ቅርሺ ከትሕዙ ይግባእ

6 ኣብቲ ዝተዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተኣሸገ ፖስታ ኦርጂናል ፖሊን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 26/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ምእታው ይክእሉ፤

8 ተጫረቲ ኣብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሻኦምን ክታምን ከማልኡ ኣለዎም፤

10 እቲ ጨረታ ካብዕለት 06/01/2012 ክሳብ 26/01/2012ዓ/ም ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝካኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ቅ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

11 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተቀባልነት የብሉን፤

12 ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪኑ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-047956/0914-756315 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s