ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ክራይ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ / ዕድጊት ኸቢደ መሺን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:00 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s