ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ( MKF Project) ንዝለዎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ሰለዝደሊ ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ደረጃ BC 4ተ ወይ GC 4ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ናይ ኮንስትራክሽን /ናይዚ ዘርፊ ፍቃድ/ ዘለዎ  ቫት ምዝጉብ  ዝኮነ ናይ ግብሪ ከፈልቲ ብተወሳኪ ናይዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተር ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር/ሰነድ/ ብር 100.00 ሓደ ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 16/09/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 26/09/2019ኣ.ፈ ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ  መቐለ  ዕደጋን ቐረብን  ምምርሒ እናቐረቡ ክዕድጉ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ብር 500,000.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር) ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO)  ብስምዒ  ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ምካኑ ክጥቀስ ይግባእ እንተዘይ ተጠቂሱ ግን እቲ ዘቅረብዎ ምስ ቫቱ ዝሐወሰ ኮይኑ ይሕስብ

5 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝ ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 16/09/2019 ክሳብ 26/09/2019 ኣፈ ሰዓት 8:00 ኩሉ ግዘ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒ መቐለ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 26/09/2019 ኣፈ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

7 ሰዓሪ ተጫረቲ ካብ ዝተፈለጠሉ እዋን ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ባንኪ ጋራንቲ ከትሕዝ አለዎ እንተዘይኮይኑ ድመ ዘትሓዞ ጨረታ መክበሪ ናብ ትካልና ኣታዊ ኮይኑ ትካልና ድማ ካሊእ መማረፂ ይወስድ

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03444006803 ፋክስ 251, 344406225

ድሕሪት
ጨረታ መደብ