ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሐት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

1  ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር  ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ሒሳቡ ዘፍለጠን

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 2/13/2011ዓ/ም ክሳብ 12/01/2012ዓ/ም ይከዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

ድሕሪት
ጨረታ መደብ